ሞት የሱስ ዘክር
Video
Other languages
Share text
Share link
Show times
Hide times
00:00:02
ሰላም ዝሰፈና፡ . . .00:00:05
00:00:06
መከራ ዘይብላ፡ . . .00:00:08
00:00:09
ንዅሉ ዚኸውን ምግቢ ዚመልኣ፡ . . .00:00:12
00:00:13
ምሉእ ጥዕና ሃልዩካ እትነብረላ ዓለም እሞ ብኣእምሮኻ ስኣል።00:00:18
00:00:19
እዚ ባህ ዜብል መጻኢ ኺርከብ ዚከኣል ግና ከመይ ኢሉ እዩ፧00:00:23
00:00:24
ሳላ እቲ የሱስ ምእንታና ዝገበሮ ነገር እዩ።00:00:27
00:00:29
ናብ ምድሪ ብዕላማ እዩ መጺኡ።00:00:32
00:00:33
ህይወቱ በጃ እቶም ዜፍቅሮም ሂቡ እዩ።00:00:38
00:00:40
ኣብታ ድሮ ሞቱ ዝነበረት ምሸት፡00:00:43
00:00:43
ነቲ መስዋእቱ ኽንዝክሮ ኣዚዙና እዩ።00:00:46
00:00:47
“እዚ ንመዘከርታይ ኪኸውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ኢሉ እዩ።00:00:52
00:00:54
ኣብታ ሞቱ ዚብዓለላ ምሸት፡00:00:57
00:00:57
ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ሰባት ንዝኽሪ የሱስ ኪእከቡ እዮም።00:01:01
00:01:02
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ኣብዚ በዓል ዝኽሪ ሞት የሱስ ክትእከቡ ብኽብሪ ይዕድሙኻ።00:01:08
00:01:09
ኣብቲ ኣኼባ እቲ፡ መስዋእቱ ስለምንታይ ኣዝዩ ኸም ዜገድስን00:01:13
00:01:13
እቲ ዘተስፈዎ ተስፋታት ንዓኻ ብኸመይ ከም ዚጠቕመካን ክትፈልጥ ኢኻ።00:01:17
00:01:20
ዚቐርበካ ቦታ ንምርካብ፡ በጃኻ ነቲ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዜቕርቡልካ ዕድመ ተቐበሎ00:01:26
00:01:26
ወይ በቲ ኣብ jw.org ዚርከብ መድለዪ ኣኼባታት ጉባኤ ተጠቐም።00:01:30
ሞት የሱስ ዘክር
-
ሞት የሱስ ዘክር
ሰላም ዝሰፈና፡ . . .
መከራ ዘይብላ፡ . . .
ንዅሉ ዚኸውን ምግቢ ዚመልኣ፡ . . .
ምሉእ ጥዕና ሃልዩካ እትነብረላ ዓለም እሞ ብኣእምሮኻ ስኣል።
እዚ ባህ ዜብል መጻኢ ኺርከብ ዚከኣል ግና ከመይ ኢሉ እዩ፧
ሳላ እቲ የሱስ ምእንታና ዝገበሮ ነገር እዩ።
ናብ ምድሪ ብዕላማ እዩ መጺኡ።
ህይወቱ በጃ እቶም ዜፍቅሮም ሂቡ እዩ።
ኣብታ ድሮ ሞቱ ዝነበረት ምሸት፡
ነቲ መስዋእቱ ኽንዝክሮ ኣዚዙና እዩ።
“እዚ ንመዘከርታይ ኪኸውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ኢሉ እዩ።
ኣብታ ሞቱ ዚብዓለላ ምሸት፡
ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ሰባት ንዝኽሪ የሱስ ኪእከቡ እዮም።
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ኣብዚ በዓል ዝኽሪ ሞት የሱስ ክትእከቡ ብኽብሪ ይዕድሙኻ።
ኣብቲ ኣኼባ እቲ፡ መስዋእቱ ስለምንታይ ኣዝዩ ኸም ዜገድስን
እቲ ዘተስፈዎ ተስፋታት ንዓኻ ብኸመይ ከም ዚጠቕመካን ክትፈልጥ ኢኻ።
ዚቐርበካ ቦታ ንምርካብ፡ በጃኻ ነቲ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዜቕርቡልካ ዕድመ ተቐበሎ
ወይ በቲ ኣብ jw.org ዚርከብ መድለዪ ኣኼባታት ጉባኤ ተጠቐም።
-